ወጀረታይ
@wejeratay
Followers
1K
Following
13K
Media
473
Statuses
28K
❤️💛Tigray is my DNA 🧬. As long as the #TPLF remains in Tigray, the pain of #Tigrayans will continue.
Joined February 2022
ነቶም ካሓዲት በለዕት 2 ስጋ ብናይ ሻዕብያ ሳባ ዝትንፉሱ ንስልጣን ከተምፁኡ ህወት ኑፃሃት ተጥፍኡ ዘለኩም ሓደ ማዓልት ደምኩም ደም ከልብ ከምዝኮን ፉሎጡታ እሳካትኩምለ:: ዓርከይ ማሓዛይ ካብ ኮነስ መንግስተሰማያት ዕፃኻ ይኹን😭😭😭😭😭😭
11
23
27
ናይ ኣያ ጥበብ ትግሪኛ ኣያና ብርሃነ ሃይለ ናይ ዩቱብ ቻነል ሓድሽ ሳብስክራብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን https://t.co/lXqqHojKxf
@lucy122224 @GualSeguh @meronawit_Axum @Jibako44 @wejeratay @Tigray_23 @DAT_TDF @Nohelema @AzebAz6 @jerry_kidus @Eyerustg @Lwam2324
5
22
25
#Tigray is Heaven for leaders’ families. Hell for the people. When a government gives its youth zero attention, zero opportunity, and zero hope, this is the result. @Tigrai_TV Painful 😓
🚨 They were arrested by the Afar police today who were planning to leave for Saudi Arabia illegally through Afar region. These young brothers are from different districts of Tigray. #Justice4Tigray
@USUN @UKParliament @StateDept
@addisstandard @EUCouncil @CNN @UNHumanRights
0
4
3
0
0
1
እዝ ኩናት እዝ #ትግራይ ምስ #PP ወይ #ትግራይ ምስ #ኤርትራ የኮነይ ዘሎ: ተጋሩ ምስ ተጋሩ እዩም እቶም ሓደ ን ደብረፅዮን ናብ ወንበር ከምፁኡ እቶም ሓደ እውን ንጌታቸው ናብ ወንበር ከረክቡ እዩ ዝቃተሉ ዘለው: 2ተ ደቅኖ ግን የርእኹም 😭😭
1
3
3
ዝተወረረ መሬት ዳቦኦም ሉኣላዊ ግዝኣት ትግራይ ብምዕራብ ይኹን ካሊእ ርስቶም ካብ ፀላኢ ከምልሱ ዝግበኦም 2 ኣሕዋት ሓንቲ ባንዴራ ሒዞም ብሓደ ቋንቋ ናተዘራረቡ ብዘሕዝን መልክዑ እናተታኾሱ ኣብ ውሽጢ መሬቶም ይቀታተሉ ኣለዉ።ናይ ትግራዋይ ድሕረት
0
0
0
ቡርካት ኣያታትና!!! ጥር ኢላ ሓንሳብውን ቁምነገር ኣይትሞልቆምን መቸም ፣ ሓታቲ የብላ ወይ ውን ተሓታቲ) #ደቂ ዓድና ድሕሪ ደጊም ወርቂ ሸልመኒ ከይትብላ ኢኪን ኮላይ ርእስክን ከይትኮዓታ!
0
1
1
A drone attack in Tigray targeted this truck, killing the driver & others. The 🇪🇹n gov’t carried out the strike, & both the gov’t & the #TPLF must be held accountable for these innocent lives. @UNHumanRights @UNGeneva @antonioguterres @_AfricanUnion @hrw
2
8
9
ሕማቅ ዜና ሰሚዕና ኽልተ ደቅኖ ብለይ ረብሕ ፖለትካ ተቃትሎም ኣብ ጅወርግስ ጎንኳ ኽልትኦም ላተቃበሩ ውዕሎም።መመረፀ የለን ቃንዕኻ ናብ ፈጣርኻ ምፅላይ የድል😢
0
0
0
ኣብ ህዝብ ወጀራት 20 ዓዲ (ሰበበራ፣ጎንኳ) ምድሪ ሃም ኣፍ ዑንቂ ፀባቶ ይግነ። ንእኖታት ኣቦታት ህፃውንት ካብ ገዞም እናፋናቐልካ ኻልእ ከይኮን ዲማ 2ተ ደቅኖ ነንባዕልኻ ክትቃተል: ኣየ ናይ ትግራዋይ ድሕረት: ኩናት በላዒ ሰብ እዩ #STOP_WAR
0
3
3
አይተረፋይ ብርሃነ 😂 @RayetayTdf05 @MasharadaSolo @meronawit_Axum @mesiihiluf @ABPF14 @tigray128188412 @Tigray_23 @Zemen81698839 …
1
3
7
እንታይ እና ግን ንኮን ዘለና? ክንደይ ዓመት ልምንባር እዩ ከ ክንድዝ ስሰዐ? 😭😭 ኣይ ካብ መንግስት ኣይ ካብ ነጋዶ😭😭 @meronawit_Axum @RayetayTdf05 @Zemen81698839 @Akebom29 …..
4
6
6
👉ጎማየ ጎማየ ጎማየ ጎማየ 👉ካብ ራያዶ ኣበለኪ ጅዳየ,,,,,,, 👉ካብ ፃባዶ አበለኪ ማንጎየ,,,,,, @RayetayTdf05 @MuluRayaa @DehabSarj @meronawit_Axum @Dr_HagosAbrha @ABPF14 @wejeratay @NohGirmai @MasharadaSolo @Jibako44 @HanaBeyene10 @neo_tigray @Humanityismyid1 @h_birr
0
5
7
ራያ እያ ናየ ጅዳ❤️❤️❤️
👉ጎማየ ጎማየ ጎማየ ጎማየ 👉ካብ ራያዶ ኣበለኪ ጅዳየ,,,,,,, 👉ካብ ፃባዶ አበለኪ ማንጎየ,,,,,, @RayetayTdf05 @MuluRayaa @DehabSarj @meronawit_Axum @Dr_HagosAbrha @ABPF14 @wejeratay @NohGirmai @MasharadaSolo @Jibako44 @HanaBeyene10 @neo_tigray @Humanityismyid1 @h_birr
0
1
1
ዓዲ ሃገር መሬት ትግራይ ጠቕልሎም ንምውሳዲ ምስ ዓለማት ይሰርሑ ናይና ካዓ ህዝቦም ኣብ ፃሓይን ቁርን በትኖም ኣብ ፈቓደኡ ኩስም: ፀበል ወድ ፀበል ይዞሩ:
0
0
2