teame79593 Profile Banner
Teame TPLF(ዉድብ)❤ Profile
Teame TPLF(ዉድብ)❤

@teame79593

Followers
721
Following
6K
Media
879
Statuses
4K

ወድቶም ሰብ ስረ (TPLF)👊

ሃገረ ትግራይ ብቅልፅምና👊 ‼
Joined November 2023
Don't wanna be here? Send us removal request.
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
4 days
ትግራይ ዝኻሓደ እንኳን ሓደ ዓመት ስደት ንዘላኣለም ኣይምለሳን ስለዚ ካብ ክብሪ ህዝቢ ትግራይ ከብድኹም ኣዕቢኹም ምስ ጨፊጫፊ ህዝቢ ትግራይ ምዕሳብ ገና ከጣዕሰኩም እዩ እንዳ ስምረት ብልፅግና #ትግራይ
6
6
16
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
10 days
ተጋሩ መፃኢ ዕጫና ንምዉሓስ ሓድነትናን TDFን እንተነሓይል እዩ ዝረጋገፅ ኩሉ ትሕቲ ኢዝኤን እምበር መኸተና ብፅግዕተኝነት ኢ/ያ ዝዉሕስ ህዝቢ ኮነ ግዝኣት የለን ኣይንሸወድ ብቢሄራዊ ክሕደት (ስምረት)#ሃገረትግራይ
2
14
25
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
16 days
ተጋሩ ብመንነትናን ግዝኣትናን ኣይንደራደርን ምሽጥር ዓወትና ድማ ሓድነታዉን መትካለዉን ሕድሪ ሰማእታትና እዩ።
5
14
34
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
30 days
ሕድሪ ስዉእ ብፃይ ከየዕብር ዝቃለስ መስዋእቱ ንመሰል ሕቶ መንነት ምዃኑ ስለ ዝፈልጥ እዩ።ስለዝኾነ ድማ ሕድሪ ሰማእታትና ኣይነዕብርን መፃኢ ዕጫና ናፅነት እምበር ፅግዕተኝነት ኣይኮነን። ሃለዋትናን ድሕንነትናን ብቅልፅምና! #ሃገረትግራይ
2
27
51
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
1 month
ተጋሩ መፃኢ ዕጫና ኣብ ቅልፅምና እምበር ምስ ጨፊጫፊና ብልፅግና ሓቢርና እንምልሶ ግዝኣት ኮነ መፃኢ ዕጫና ዝኾነ ሃገረ ትግራይ የለን ስለዚ ኣብ ሓድነትን ብሉፅ ሓይሊ TDFን ምህናፅ ነተኩር። #ሃገረትግራይ 😍
1
14
26
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
1 month
ተጋሩ መን ቀቲሉና ንወረርቲ ኸ መን ጋብዝዎም ካብ ዓብይ ስጋብ ህፃን ንፈልጦ እና ነገር ግን ንሰላም ኩሉ ዘበለ ትዕግስቲ ጌርና ኣለና ሓዚ መዋጥር ምስ ኣተወ #ጆኖሳይደርኣብይኣሕመድዓሊ ልብና ዝታለል ኣይኮነን የግዳስ የሓርነና!#TigrayGenocide
1
8
9
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
1 month
As a starting point, the peace is for all human beings. But as the people and government of Tigray, our closeness to peace is thrown in the ADPs He is making trouble so no one hates peace let us be subjugated but let us not lose our identity and dignity #TigrayGenocide
0
6
11
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
2 months
ብትግራይ ዝመፅእ ወራሪ ክኽርተም እዩ የግዳስ ተሓንገርቲ ባንዳታት ምሕረት ይቅረ ደሚርካ ምድካሮም እዩ TDF ዋሕስን ህላወን ትግራይ እኻ ብሉፀይ😍#ሃረትግራይ
7
20
56
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
2 months
አነ ትግረዋይ እየ። መንነተይ ከይጠፊእ ሂወቱ ዝግብር TDF ምባለይ ነዉሪ ክረኣ እቶም ጆኖሳይድ ዝፈፀሙ ፒፒ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝሕሽከሩ ፃዲቅ እትፃወቱ ተጋሩ መሕፈሮ ጥራይ ዘይኮንኩምስ ብሕጊ ክትሕተትሉ እኹም‼#ትግራይ
5
8
25
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
2 months
ትግረዋይ እቲ ብማንም ዘይተምበርከኸ ንብዛሓት ቢሄራት ኢትዮጵያ ብጅግንነቱ ዝሸፈነ ግን ድማ ፃማ ድኻሙ ዘይረኸበ ማሕበረሰብ እዩ ነግር ግን ሳላ ሕሉፊ ተመኩሮ ዝወነኑ ኣያታትና ከይግዛእ ትግረዋይ ብሓድነት መኸተኦም ኣርዮም ንዓለም ዘገርም #ትግራይ
7
21
42
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
2 months
ተጋሩ መንነትና ከይጠፊእ ንህልዉናና ዝተኸፈለ መስዋእቲ ኣሻሓትን ንዘመናትን ብፖለቲካ ቁማር ዉልቀ ሰባት ንፅግዕተኝነት ኢትዮጵያ ስለ ዝደርጉና በቢ ዘመኑ ንሞትን ስደትን ንኸዉን ኣለና ሳኣን ንፁር መዋፅኦና ናፅነትና ምእዋጅ ሓዚ ለ ሃገረ ትግራይ !
3
17
33
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
2 months
ልኡኽ #ጆኖሳይደርኣብኣሕመድዓሊ አይተ ጌታቸዉ ረዳ ምስ ልኡኽ ኣመሪካ ናብ ምዕራብ ትግራይ ዘምርሕሉ መኽንያት ነቲ ዝተፈናቐለ ንኽምለስ ዘይኮኑስ ካብ ተሓታትነት ገበን ንምድሓን እዩ ስለዚ ፊትሒ ንዝተበደለን ዝተመዛበለይ ህዝቢ ምዕራብ ትግራይ‼
3
13
22
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
2 months
ኣብ ግምት ዝነበሮ ስልጣን ግዜ ብሰላም ትግራይ ከማሓድር ዘይካኣለ ቂመኛ ፃድቃን ብሽፊትነት ብፀላኢ ተሓዚሉ ኣስማት ጀጋኑ ህዝቢ ትግራይ ከፀልም ንጥልመቱ ተወሳኺ ጥፊኣት እዩ ስለዚ መፃኢና እምበር ናይ ቂመኛታት ኣጀንዳ ንሕደግ ህዝብና ነሕዊ እብል‼
4
9
24
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
2 months
ተጋሩ ሃገረ ትግራይ እንትንተክል እዩ ህልዉናና ዝረጋገፅ ስለዝኾነ ኣብ ናይ ዲፕሎማስን ድልዱል TDFን ኣበርቲዕና ክንሰርሕ ይግባእ ድሕሪ እዚ ኩሉ ንህዝብና ምንባር ምቹዉ ሕገ መንግስትን ማዓርነት ኣነባብራን ክንተክል እና ሰላም #ትግራይ
10
20
48
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
2 months
ነባር ግምት ጌታቸዉ ከዳ ኣብ ናይ ባዕሉ መንነትን ህልዉናን ክንዲ ዝቃለስ መሳርሒ ጀኖሳይደረ ኮየኑ ካብ ኩናት ዝተረፈ ትግረዋይ ክበታተነን ብጥሜት ክመዉትን ብምስለዩነት እናሰረሓ ዘይሃሰስ በሰላ ዓሸራ ጥልመት ይፊፅም ኣሎ ኣብ ተጋሩ‼
5
5
14
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
2 months
ትግረዋይ ንኩሎም ህዝብታት ኢትዮጵያ ሕገ መንግስትን መሰል ክልላትን ሓንፂፁ ስጋብ ናይ ምግንፃል ዓንቀፅ ኣቐሚጡ ዘመቻቸወ ናብ ስልጣን ብዝደየቡ ደርጋዉያን ጨፊጪፎምና ተጋሩ አይተምበርከኽናን እሞ ናብቲ ሙሉእ ዉሕስናና 39 ንጠምት ክንህሉ ዘላኣለም
5
5
14
@addisstandard
Addis Standard
2 months
News: #TPLF asks #AU, global partners to convene emergency sessions on aid access Mekelle — The #Tigray People’s Liberation Front (TPLF) has called on the African Union (AU) and international partners to convene emergency sessions to address what it described as a rapidly
34
45
81
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
2 months
ጀ/ል መግበይ ምስ ብፀቱን ህዝቡን ንመፃኢ ዕጫ ተጋሩ ከረጋግፅ ከይደቀሰ ዝሓድር እቶም ናይ ብልፅግና ተደጎምቲ እንተዘመትሉ ሕድሪ ጀ/ል ሓየሎም ዘይጠልም ዓንድሕቐ መርኣያ መኸተ ተጋሩ እዩ ክበረልና ኣያና ኩርዓትና ።#ትግራይ
3
17
33
@teame79593
Teame TPLF(ዉድብ)❤
2 months
ሰብ ዶ የለይ ድዩ ዝበለ ኪሮስ ኣለማዮህ ህላወን ረብሓን ህዝቢ ትግራይ ብዝኾነ መሪሒነት ክሕንሸሽ ኮነ መሰሉ ክጣሓስ ስቅታ ዝመርፅ ኣመራርሓ ክዉገድ ኣለዎ መኽንያቱ ናብ ዝገደደ ስለ ዘእትወና። #ትግራይ
0
9
10