ኣለና ንትግራይ
@kingo4Tigray
Followers
3K
Following
13K
Media
582
Statuses
244K
#Justice4Tigray #Justice4TigrayGenocide #AllowAccessToTigray
Joined February 2022
1/5 A Tigrayan Woman who was gang raped by the enemy soldiers said "She was exposed to cervical infection, fistula, and many other diseases". On the Top of that this survivor is having difficulty in buying medicine. @WHO @DrTedros @reda_getachew
#Justice4TigraysWomenAndGirls
8
885
190
‼️“ክበልዕዋ ያ ልበሉ ኣባጉምባሕስ ጅግራ ይብልዋ “ ‼️ ልሓፍትና @MeseretHadush ሓለዋ ክግበረላ አለዎ ድምፂ ንኹና ። ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰል ኣቓልቦ ክትህብሉ ንላቦ ። @WegahtaFacts @OmnaTigray
https://t.co/MOCR227f7c
1
23
15
Starlink Mini offers fast, reliable internet on the go—great for traveling, camping, exploring, boating, RVing, and more. Stay connected without dead zones or slow speeds. Order online in under 2 minutes.
63
298
1K
ኣብ ሰላማውያን ነበርቲ መኾኒ ዝተፈፀመ ናይ ዓመፅ ተግባር ዝትወደበ ኔትወርክ ገበነኛታት ኣብልዕሊ ህዝቢ ትግራይ እንዳገበሮ ዝመፅአን ብቐፃልነት'ውን ከካይዶ ዝደሊ ዓፈናን ጥፍኣትን መርኣያ'ምበር ሓደ ፍሉይ ክስተት ኣይኮነን:: ንህልውና በፃብዕቲ
124
66
241
ጨካናት ማሌሊታውያን ደቂ ሓደ ዓሌት መንእሰይ መኾኒ፣ኣላማጣ፣ኮረም፣ማይጨው፣ጨርጨር፣ወጀራት፣ዓድጉዶምይ ብጥያይቲ ጨፍጭፍኹሞ የኹም። ብሰላም ድነብር ድነበረ ህዝቢ ሰላሙ ኣስንኹሞ‼️ ኣብ ህዝቢ ራያ ዳብጻሕኹሞ በደላት ብእርይ ቑጽር ትመዝግቡ
1
15
5
ጨካናት ማሌሊታውያን ደቂ ሓደ ዓሌት መንእሰይ መኾኒ፣ኣላማጣ፣ኮረም፣ማይጨው፣ጨርጨር፣ወጀራት፣ዓድጉዶምይ ብጥያይቲ ጨፍጭፍኹሞ የኹም። ብሰላም ድነብር ድነበረ ህዝቢ ሰላሙ ኣስንኹሞ‼️ ኣብ ህዝቢ ራያ ዳብጻሕኹሞ በደላት ብእርይ ቑጽር ትመዝግቡ
0
25
23
Happy Birthday to you My love Mamay natey zambetey zfetweki 🎂🎉🎈🎊🎁👸 @Merilove35 @masho82018 @wolwaloAgame
2
8
6
አብዚ ሓገዝ ዝተሳተፍኩም ናይ ካንሰር ማሽን ናይ አፍገ ማህፀን ሕማም መንሽሮ ንዝሳቀያ ግዳያት ፆታዊ ዓመፅ ዝኾና አዴታት አዋልድ ትግራይ ብዓቅምኹም ገንዘብኩም አዉፂኹም ዝሓገዝኩምና ብሽም #TMRRA ከመስግነኩም ይፈቴ። 🙏🏾❤️💛 #justicfortigraygirls
1
38
27
This donation to TMRRA shows that even from a far, the diaspora is a pillar of Tigray's strength and recovery. #Justice4TigraysWomenAndGirls @UNOCHA @Amnesty
19/25 Saluting the North London Enfield Tegaru Association for their incredible fundraising. This donation to TMRRA shows that even from a far, the diaspora is a pillar of Tigray's strength and recovery. #Justice4TigraysWomenAndGirls @UNOCHA @Amnesty
https://t.co/uHk1mGwJ0u
0
21
5
This is just the beginning of our support for the survivors and the reconstruction of Tigray. We will continue to stand with our people, always. #TigrayanResilience @WHO
https://t.co/hTM9SkSULX…
15/25 Thank you, @TMRRA, for your tireless work. Our commitment does not end here. This is just the beginning of our support for the survivors and the reconstruction of Tigray. We will continue to stand with our people, always. #TigrayanResilience @WHO
https://t.co/wLRzjpEZId
0
20
3
📍From North London to #Tigray, with love and support. This 1.13M Birr donation to TMRRA is a testament to the unbreakable bond of the Tigrayan people. We will rebuild, but we need justice. #Justice4TigraysWomenAndGirls @UNOCHA @FCDOGovUK
@wegahta21
@WFP
14/25 Supporting rehabilitation is critical. This donation to TMRRA is a step forward, but comprehensive support for survivors, especially women and girls, must be a top priority for all actors. #Justice4TigraysWomenAndGirls @EU_Commission @UN_Women
https://t.co/uHk1mGxgQ2
0
35
7
👉The North London Enfield Tegaru Association is providing a lifeline. Their contribution will help TMRRA alleviate the immense suffering in Tigray. True recovery also requires justice. #Justice4TigraysWomenAndGirls @Amnesty @TigrayGov
@ElsaBerhanu
https://t.co/8bNqLxn8sz
0
21
6
ንሓዳስ ትግራይ ክንሃንፅ ከለና፡ መሰረታ ዝኾና ኣዴታትና ኣይንረስዕ። ንሳተን እንተዘይተሓጒሰን፡ ህንፀትና ምሉእ ኣይከውንን።ንመሰረትና ነፅንዕ። @digitalwayne74 @hopegeb @Danait70 @Delina2377 @Great_Tigray7
#SupportTMRRA
#AshendaTigray2025 #RebuildTigray
ሓጎስና ምሉእ ዝኸውን፡ ኣዴታትና ምሳና ክሕጎሳ ከለዋ እዩ። ናይ ገዛእ ርእስና ሓጎስ ናብ ግብራዊ ድጋፍ ንለውጦ። ንኽብርቲ በዓለን መጋየፂ ዝኸውን ኣልባሳትን መገየፅታትን ክገዝኣ ዝሕግዘን ገንዘባዊ ድጋፍ ንግበረለን። #Ashenda2025
0
29
11
👉ኣዴታትና በቲ ሓዲሽ ክዳነን ተኸዲነን፡ በዓል ከብዕላ ሕስብ ኣብልዎ። ነዚ ራእይ'ዚ ሓባራዊ ሓቂ ንግበሮ። እቲ ዝስምዐን ሓጎስ ዋጋ ክህልዎ ግዴታና ንዋፃእ። @Senait161637 @mesiihiluf @Jibako44 @meronawit_Axum 👉#AshendaTigray2025 👉 #StandWithTigrayMothers
ሓጎስና ምሉእ ዝኸውን፡ ኣዴታትና ምሳና ክሕጎሳ ከለዋ እዩ። ናይ ገዛእ ርእስና ሓጎስ ናብ ግብራዊ ድጋፍ ንለውጦ። ንኽብርቲ በዓለን መጋየፂ ዝኸውን ኣልባሳትን መገየፅታትን ክገዝኣ ዝሕግዘን ገንዘባዊ ድጋፍ ንግበረለን። #Ashenda2025
0
20
7
14/15 ነዚ ፃውዒት ሰሚዕኹም ክትሕግዙ ንእትደልዩ ዘለኹም ኩሉኹም፡ ስምኩም ኣብ ታሪኽ #TMRRA ህዝብና ክሰፍር እዩ። ብስም ኣዴታት ትግራይን ድማ ልባዊ ምስጋና ነቕርብ ! #ThankYouDonors
#AshendaTigray2025
@ChefMuller222 @AzebAz6
https://t.co/bAb3Ht4IHq
ሓጎስና ምሉእ ዝኸውን፡ ኣዴታትና ምሳና ክሕጎሳ ከ��ዋ እዩ። ናይ ገዛእ ርእስና ሓጎስ ናብ ግብራዊ ድጋፍ ንለውጦ። ንኽብርቲ በዓለን መጋየፂ ዝኸውን ኣልባሳትን መገየፅታትን ክገዝኣ ዝሕግዘን ገንዘባዊ ድጋፍ ንግበረለን። #Ashenda2025
1
31
12
13/15 ኣብ ስደት ንንበር ደቂ ትግራይ፡ ንኣዴታትና ከምቲ ዝግብአን ከነኽብረን ዕድል ረኺብና ኣለና። ነዚ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ ንጠቐመሉ። ንሱ ዝግባአን እዩ። #AshendaTigray2025
#TigrayDiaspora #GivingBack
@Tigray_23 @meronawit_Axum
https://t.co/bAb3Ht5gwY
ሓጎስና ምሉእ ዝኸውን፡ ኣዴታትና ምሳና ክሕጎሳ ከለዋ እዩ። ናይ ገዛእ ርእስና ሓጎስ ናብ ግብራዊ ድጋፍ ንለውጦ። ንኽብርቲ በዓለን መጋየፂ ዝኸውን ኣልባሳትን መገየፅታትን ክገዝኣ ዝሕግዘን ገንዘባዊ ድጋፍ ንግበረለን። #Ashenda2025
1
25
11
12/15 በዓል ይቐርብ ኣሎ። ግዜና ኣይነጥፍእ። ኣዴታትና ነቲ ሓገዝ ሎሚ የድልየን ኣሎ። ቅድሚ በዓል ኣብ ኢደን ክኣቱ ንስራሕ። ��ጂ እዋኑ እዩ! #StandWithTigrayMothers
#SupportTMRRA
#AshendaTigray2025
@ElsaBerhanu @hopegeb
https://t.co/bAb3Ht5gwY
ሓጎስና ምሉእ ዝኸውን፡ ኣዴታትና ምሳና ክሕጎሳ ከለዋ እዩ። ናይ ገዛእ ርእስና ሓጎስ ናብ ግብራዊ ድጋፍ ንለውጦ። ንኽብርቲ በዓለን መጋየፂ ዝኸውን ኣልባሳትን መገየፅታትን ክገዝኣ ዝሕግዘን ገንዘባዊ ድጋፍ ንግበረለን። #Ashenda2025
1
24
11
11/15 ፍቅርኹም ብግብሪ ግለፁ። ንኣዴታትና ነሕጉሰን። ንበዓለን ነሰንየለን። @BerhanuAsres @Eyerustg
#StandWithTigrayMothers
#SupportTMRRA
#AshendaTigray2025
https://t.co/bAb3Ht4IHq
ሓጎስና ምሉእ ዝኸውን፡ ኣዴታትና ምሳና ክሕጎሳ ከለዋ እዩ። ናይ ገዛእ ርእስና ሓጎስ ናብ ግብራዊ ድጋፍ ንለውጦ። ንኽብርቲ በዓለን መጋየፂ ዝኸውን ኣልባሳትን መገየፅታትን ክገዝኣ ዝሕግዘን ገንዘባዊ ድጋፍ ንግበረለን። #Ashenda2025
1
23
11
10/15 ንሓዳስ ትግራይ ክንሃንፅ ከለና፡ መሰረታ ዝኾና ኣዴታትና ኣይንረስዕ። ንሳተን እንተዘይተሓጒሰን፡ ህንፀትና ምሉእ ኣይከውንን። ንመሰረትና ነፅንዕ። @digitalwayne74 @hopegeb
#SupportTMRRA
#AshendaTigray2025 #RebuildTigray
https://t.co/bAb3Ht4IHq
ሓጎስና ምሉእ ዝኸውን፡ ኣዴታትና ምሳና ክሕጎሳ ከለዋ እዩ። ናይ ገዛእ ርእስና ሓጎስ ናብ ግብራዊ ድጋፍ ንለውጦ። ንኽብርቲ በዓለን መጋየፂ ዝኸውን ኣልባሳትን መገየፅታትን ክገዝኣ ዝሕግዘን ገንዘባዊ ድጋፍ ንግበረለን። #Ashenda2025
1
23
10
9/15 ናይ ቃላት ደገፍ ኣገዳሲ እዩ፣ ግና ናይ ግብሪ ደገፍ ህይወት ይቕይር። ነቲ "ንኣዴታትና ነኽብር" ዝብል ሓሳብና፡ ናብ ተግባራዊ ስጒምቲ ንለውጦ። @Jibako44 @MaibelTig27