Banna❤️Eritrea5241991 Profile Banner
Banna❤️Eritrea5241991 Profile
Banna❤️Eritrea5241991

@Eritrea19911

Followers
3,884
Following
951
Media
1,334
Statuses
79,282

EU stop harassing Eritrea and Eritreans

Joined February 2021
Don't wanna be here? Send us removal request.
Explore trending content on Musk Viewer
Pinned Tweet
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
4 years
What ever Haben said is the result of Suzan Rice & Obama’ s poisoning politically system, we Eritreans are not new to this ,just live us alone pls #EritreaPrevails
46
416
478
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 years
እዚ ኮርዒዳ ኣንበሳ ውላድ ሳዋ ኩሉ ግዜ ንሃገራዊ ደርፍታት እናኾልዑ ካብ ዝነብሩ ዘለዉ ኤርትራውያን ሓደ ስለ ዝኾነ ብልቢ ከመስግኖ እፈቱ:; ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ንኣድመቆም❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
32
417
826
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
I am so proud to retweet this interview every time that I get a chance,this is my President the hero of my life I love him so much #ልዕሊ ኩሉ ኤረይ ትሃሉ❤️🇪🇷
113
468
821
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
8 months
ዝኸበርካ ሚንስተር ዑስማን ሳልሕ ነቲ ትንፋስ ዘይህብ ጽዕጹዕ ጻዕርታት ተካይዶ ዘለኻ ኣበርክቶ ንኣብ ህዝብኻን ሃገርካን ዘለካ ፍቅርን ኣኽብሮትን ብጣዕሚ ዕዙዝ እዩ ሞ ዓጸፍኡ ነኽብረካን ነፍቅረካን:ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤️🙏🇪🇷🙏🇪🇷❤️
Tweet media one
54
357
709
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ገጽ ንፈትዎን ንብህጎን ጅግና ራኣና ብሩኽ ምሸት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Tweet media one
44
456
677
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
6 months
ዝኸበርኪ ኣምባሳደር ወ/ሮ ሶፍያ ተስፋማርያም ሃገርና 🇪🇷ነቲ ሓቀኛ ምስላን ምስሊ ክቡር ህዝባን 🇪🇷ንከተጉልሒ ነዛ ሓውላል ዓለም ሓኪማ ንከተናድን ኣብ ዘካየድክዮን ተካይድዮን ዘለኺ ቃልሲ ከየመስገንኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን.ኮሪዐልኪ🇪🇷❤️🇪🇷
Tweet media one
40
342
632
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
The man of the century ወዲ ኣፎም ብሪ ንዓኻን ንመላእ ህዝብኻን ልዕሊ ዝኾኑ ዝሓለፉ ዓመታት ብሉጽ,ልኡም,ዕዉት ናይ ፍቅርን ምትእኽኻብን ዓመት ይግበረልና:: ልዕሊ ኩሉ ዓዲ ሰማእታት ሃገርና ትሃሉ❤️🇪🇷❤️
Tweet media one
29
325
585
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 years
ዕድመ ንእስነትኩም : ኣካላትኩም: ደም ራሃጽኩም ብዘይ ሓንቲ ተጉላባነት ካብ ታተ ዕድመኹም ክሳብ ሕጂ ንዓና ንህዝብኹም ዝሃብኩምን ትህቡ ዘለኹምን ቅኑዓት መራሕትናን ምክልኻልናን ሲ ኣብ ምንታይኩም ኮን ንውዕል ንኸውን???? ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
29
450
553
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
This is my favorite interview of My dear PIA #Eritrea prevails ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
30
269
526
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 years
ንኣብ ሃገርክን ህዝብኽን መንግስትኽን ብዓቢኡ ከኣ ኣብ ስዋኣትክን ዘለኪ ኣኽብሮትን ብልቢ ከመስግነኪ እፈቱ ግርምቲ ኤርትራዊት ሓፍተይ:: ኣብ ነብስወከፍ ጉዕዞኺ ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልኪ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
24
274
504
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
10 months
ጅግና ተቃላሲት ወይኒ ገረዝግሄር ነጎድጓድ ድምጺ ከም ስንቅን ዕጥቅን ኮይኑ ሞራል ዝህብ ተባዕ ቃላታ ዘይብላ መሰታ መሰንበድ ንጸላእታ ክንደይ ኢልካ ሞ ክግለጽ ጅግንነታ ሃየ ደራሶ ሃብዋ ናታ::ሰፍ ዘይብል ኣኽብሮት ኣብልዕሌኹም ኣለኒ ጀጋኑና ❤️
Tweet media one
Tweet media two
27
283
505
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
እዛ ራሕባ እዚኣ ማኣዲ ፍቅሪ:ስኒት:ትብዓት:ተወፋይነት :ሰብኣውነት:ማዕርነት:ብጻይነት:ለዋህነት: ዘይተምበርካኽነት: ብዓቢኡ ከኣ ሰፍ ዘይብል ሃገራውነት ንበስማኣምን ብስሚላህን ብመንፈስ እትውክል ብርኽቲ ማኣዲ እያ::❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
21
308
472
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 months
ቢኒ ኣርሓ ባይክ ወዲ ኤረይ መኹርዕ ኣፍሪቃ መስደመም ዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤️🇪🇷❤️
9
185
425
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
I hope there are more Ethiopians like you out there,and we Eritreans love you and respect you unconditionally #❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
38
157
402
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ዝበለጸት ዓመት ትኹነልካ ኣንታ ክቡር ህዝቢ
14
209
404
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ኣነ ኣብ ጎኒ ሓይልታት ምክልኻለይ ኣለኹ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
20
188
369
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ዓይኒ ኣባይካ ድፍፍፍፍፍፍፍእ ይበለለይ ኮርዒዳ ኣባነብሮ ናይ ብሌን ዓይነይ ኣይትታዓንቀፍ ብሰላም ወፊርካ ብሰላም እቶ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
30
251
369
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 months
ኣብ ምሉእ ዕድመይ ዝበልካዮ ዘይተተግበረ ርእየን ሰሚዐን ኣይፈልጥን ሞ ኣብ ልዕሌኻ ዘለኒ ፍቅርን ኣኽብሮትን መመሊሱ እውስኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤️🇪🇷❤️🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
17
191
374
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ሕጂ ውን ወዲ ኣፎምን ብጾትካን ምሉእ ሓ/ም/ኤ እትገብርዎ ዘለኹም ጻዕሪ ሃገርናን ህዝብናን ብዝኾነ ሓይሊ ንከይድፈር ካብ ልበይ ከመስግን እፈቱ:ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ካባኹም እይፈለ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
18
199
361
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ፍትውትውውውው ዘብላ ቃል መሕትት ናይ ብሌን ዓይነይ ተ/ፕ/ኢ/ኣ ቀልባ ዝገፈፋ ንኣስናቀች ወዲ ኣፎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::❤️🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️
17
303
361
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
10 months
ኣብ ሂወተይ ካብ ዝተሓጎስኩዎን ግዜ ነዚ ገና እንክት ጥምቶ ንበይንኻ ብታሕጏስ ፍሽኽ ዘበለትንን ከይተረድኣኒ በዚ መጸ ከይ በልክዎ ናይ ታሕጏስ ንብዓ ናብ ምዕጉርተይ ወረር ኢሉስ ዋላ ንቁሩብ ዓመታት ደኾን ተዕርፈሉ ይህሉ ኢለሞ ኢድ እባርኽ❤️🙏❤️
Tweet media one
32
165
362
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 months
ቀዲሕካ ዘይ ጽንቀቅ ማህደር ፍልጠትን ፍልስፍናን ጅግና ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም We 🇪🇷Love you so very much ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
13
180
354
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
6 months
ክብርቲ ዶክተር ላይነሽ ንኣበርክቶኺ ኣብ ግዜ መሪርን በዳህን ቃልስና ዝነበረክን ዘለክን ተራ መለክዒ ኣይ ረኽበሉን እዩ ሞ ክብርን ምስጋናን ምሉእ ጥዕናን ንዒኺ ይኹን❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
20
185
343
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ሳላኻ ኣዒንትና ተኸፊቱ ብንቅሓት 360 ዲግሪ ኣዚርና ክንርእያ ነዛ ቄናን ዓለም ስለ ዘብቃዕካና ክድቅስን ክትስእን ንዓኻ እምርቅ: ኣብ ቀረባ ዘለኻ ሃዋርያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካን ይሃብኩምን❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
31
221
339
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
1 month
እሙን ይኣምን ሞ ይእመን;በጃ ህዝቡ ንዕድመ ልክዑ ዘገልግል ዘሎ ዕጉስ ኣንበሳ PIA ካብ ራሕባ ���ዝቡ ምስ ህዝቡ ክቃደስ ክትርኢ ዝፈጥረልካ ባህታን ፍቅርን ዕዙዝ እዩ ❤️🇪🇷❤️ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤️🙏❤️
20
167
339
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
10 ግዜ ሰሚዕካ ዘይትጸግቦ ኣስተምህሮኻ እንዳ ሓደርና ንናፍቆ: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣያና ፍላስፋ ዓለምና ብልሂ ማእምር ተ/ጀ/ ስብሓት ኤፍረም: ዕድለኞታት ኢና ካባኻትኩም ምፍጣርና❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
7
252
324
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ሕጂ ውን ሸር ንክገብራ ኩርዓት ዝስማዓኒ ኣብ ልዕሊ ወዲ ኣፎም ዘለኒ ፍቅርን ክብርን እንዳሓደረት ተበርኽ ቃል መሕትት ልዕሊ ኩሉ ኤረይ ትሃል❤️🇪🇷🇪🇷❤️
27
218
324
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
4 months
Happy Independence Day to my beautiful Eritreans around the world especially our youth 🇪🇷❤️🇪🇷እዛ ኤሩና ክጽብቅ ዕድላ ዘዝተወልደ ኣለኹልኪ ዝብላ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
10
147
321
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
እቲስጉሞ ስጉምቲ ሓበንና;ጉርዓትና:ትብዓትና:ፍናንና:ሞራልና:ሓቦና:ንኣታሓሳስባና ተስፋን ስንቅን ኮይኑ ወትሩ ናብ ዓወት ስለ ዘብቅዓና ኣይትታዓንቀፍ ወፊርካ ብሰላም እቶ እንዳበልኩ ለይትን ማዓልትን እጽልየልካ::ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ክ/ተ/ፕ/ኢ/ኣ
Tweet media one
11
184
309
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ኤርትራና ብጣዕሚ ዕድለኛ እያ ዘዝተወልደ ኣለኹልኪ ንዕቤትኪ ዝብላ: መንእሰያትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
12
127
307
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ንዓኻ ንኣርሓ ዓለም ርሑስ ልደት ከይበልኩ እዛ ዕለት ከይትሓልፈኒ: ዕድመን ጥዕናን እትውስኽ ሕጉስቲ ኣውዳኣመት ትኹነልካ እሙን ዘይታኸስ ብማንም ዘይግራህ ኣላይ ህዝቡ ወዲ ኣፎም ብልሂ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
17
155
305
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ኣብ 9-10 ዓመት ዕድመይ ንዝሰማዕክዎ ቃል ክቡር ፕረሲደንት ወዲ ኣፎም ከም መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ሓንጎለይ ስኑድ ኮይኑ ንብሂወት ክሳብ ዘለኹ እንዳ ኮራዕኩሉ ክነብር እየ::❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
17
181
303
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
22 days
ብሰላም ኬድካ ብሰላም ተመለስ ብሰላም ተመለሱ ኣናብስ❤️🙏❤️
Tweet media one
30
105
302
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
9 months
Share please ደቂ ኤረይ ኣናብስና ከምዚ ዝናኣድ ስራሕ እንዳ ሰርሑልናስ ንሕና ሸር ዋጋ ንዘይ ክፈላ ክንዝሕል? ዋእ ንዑ ዳኣ ከይንዕየብ ሸር ንበል ዋላ ደጋጊምና
7
197
292
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
11 months
ናተይ መራሕየይ ብዓይነይ ዝርኣኽዎ ድምጹ ዝሰማዕክዎ ኣብ ግዜ ንእስነተይ ንደቂቅ ትኸውን ሕቁፍ ዘበልክዎ ክቡር ሃዋርያይ ሃዋርያ ዛ ምድሪ ግሩም ባዓልሻም ኣባ ዳህሪ በል ይሃብካ ንዓኻ ዝነውሐ ዕምሪ ወናን ሓቅን ፍትሕን ወዲ ዛ ክብርቲ ምድሪ❤️🇪🇷❤️
Tweet media one
20
141
282
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 months
ደቂ መንደላይ ውን ከጽርይኹም እዮም ወይለኹም ዓይንኹም እንዳ ርኣየ ዝዓወርኩም እዝንኹም እንዳ ሰመዐ ዝጸመምኩምን
19
129
288
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
11 months
ኮሪዐልኩም ደቂ ሃገረይ ደቂ ዞም ጀጋኑ ሰስኑ ሽሕንዋልታን ኩኑ መሙቅለይ ፉሕፉሕ በሉ ንፋስ ኣይቃዕኩም ኣይትሕመሙ ኣይትጽመሙ ፍረዩለይ እወ ሰስኑ ሰስኑ ደቂ ዞም መኹርዕ ደቂ ዞም ጀጋኑ ሰማእታትና ወ ባኣኹም ቀሰኑ
9
163
285
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
1 year
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ: ክትጽብቁ very talented EritreaMyLove❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
8
156
278
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
4 years
All Eritreans & Ethiopians have to plan for this day,Always truth win #Eritrea 1991
Tweet media one
9
262
245
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣያናን ኣቦናን:: ሳላ ብልሕኹምን ጻዕርኹምን ሃገርናን ህዝብናን ተኸቢሩ እነብር ኣሎ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
9
142
256
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ክቡር ተ/ፕ/ኢ/ኣ ንስኻ ዝበልካያ ሞ ዘይኮነት እንታይ ኣላ ኣብዛ ወዛል ዓለም: ዕድመን ጥዕናን ንዓኻን ንኩሎም መሳርሕትኻን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን#ልዕሊ ኹሉ ኤረይ ዓደይ ትሃል❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
12
153
257
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
7 months
ኣናብስ መራሕቲ ጎደና መጻኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩምEritreaMyLove🇪🇷❤️🇪🇷
Tweet media one
9
142
260
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ዋውውውውው ው ጽባቀ ማለት: የቀንየልና ድራር ዓይኒ ዕግበት ልቢ ዝመልእ ኤርትራዊት ጽባቀ ጆባ ዝበልክና መሊና ሽኮር::❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
7
139
249
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
7 months
ብሰላም ወጺኹም ብሰላም ተመለሱ ኣናብስ❤️🇪🇷❤️
Tweet media one
32
123
261
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 years
ክቡር ጅግና ተጋዳላይ ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣባኻን ኣብ ዛ ረዛን መዘና ኣልቦ ባንዴራናን መለክዒ ዘይብሉ ፍቅርን ክብርን ኣለን: ንበሩለይ ክበሩለይ.❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Tweet media one
28
169
253
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ብርግጽ ኩሉ ድሕሪ ሃገር እታ ዘይትትካእ ሂወትና ውን ትኹን ድሕሪ ሃገርና ኤርትራ ኢና ንሰርዓ: ብዳርባ ሓንዳይ ናይ ባዓል ዕንዱ ንሓመዶም ኣይኮነን ብናፓል 6ይ ወራር ውን ክምህ ዘይብል ህዝቢ ኤርትራ ዓለም ኣዳዕዲዓ ትርዓም#ኤትራውነት ክቡር መንነት
Tweet media one
5
151
250
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 months
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይሃብኩም ነቶም ዝናኣሱ ደቅና ከኣ ንጽዕር ኣለና ሞ ልቦናኻን ሓቦኻን እምነትካን ወሪሶም ዝስዕቡኻ ይግበሮም ፈጣሪ #EritreaMyLove 🇪🇷❤️🇪🇷
5
131
253
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
እዝኒ ዓለም ዋላ ብግድግዳ ተደጊፍኩም ስምዕዎ ኣይ ግድሰናን እዩ እዚ እዩ እቲ ሓቂ:: ንቨተርያን ሆምለስ ኣብ ጽርግያ ክሳቀዩ ዝውዕሉ ዘለዉ ይርድኡ::❤️🇪🇷🇪🇷❤️
13
147
251
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
6 months
መርሓባ ጅግና ኣንበሲት ወይኒ ,ንሕና ከኣ ኣብ ኢድና በጺሓ ንምንባባ ንክንበቅዕ ብሃንቀውታ ንጽበ:ታሪኽና ንከተማሓላልፊ ንዝጻዓርክዮ ጻዕሪ ብልቢየመስግን::ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤️
Tweet media one
3
137
243
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
1 year
እዚ ህዝቢ እዚ ምስጋና ምበር ንብድዐ ኣይጻወሮን እዩ ጅግና ደራሲ ስውእ ኢሰያስ ጸጋይEritreaMyLove❤️🇪🇷❤️
4
143
241
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 years
I sure trusted him more than any human being in the world.
Tweet media one
14
103
229
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
1 year
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ ርሕቀት እኳ ንኣካልና ምሳኻትኩም ንኽንውዕል እንተዘይ ፈቀደ ብሃገራውነትናን ክብርታትና ብህርመት ልቢ ምሳኹም ኣለና ንህላወናን ህ/🇪🇷EritreaMyLove
5
179
242
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
8 months
እዚ ተዘክሮ ቁልዕነትና እንዳሓደረ ዝቅጀለናን ትርጉም ዋጋ ሂወት ኣሻሓት ጀጋጉናን ዝተኸፍሎ ናጽነትናን ማዕረ ክንደይ መሪርን ብተዘክሮን ናፍቀቶምን እንዳተሓደሰና እንኾርዓሎምን ንናቆምን ብጾትና ብጾት ህግ 🇪🇷✊🏿
7
147
235
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
10 months
Congratulations Doctor we are proud of you and thank you for your hard work ❤️🇪🇷❤️
Tweet media one
7
105
238
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ጭልቅዕ ውልዶ ንእስነትኩም ክንሕንቅቅ ከይበልኩም ብጽልእን ዓዘራን መግዛእቲ ነዲርኩም ሓንሒንኩም ካብ ማሙቅ ቤትኩም ወጺኹም መሮሮ ዝሓደርኩምን ትሓድሩ ዘለኹምን ክብርን ምስጋናን ንዓኹም ካልእ እንታይ ክብለኩም❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
8
122
226
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
እቲ ፍሽኽታኻ ምስቲ ግሩም ምስልኻ ብኡነት ኣደይ ማርያም ዝያዳ ጥበብ ብዝመልኦ ውሕሉል ኣፋጣጠር ፈጢራትካ:ሳላኻ ኣዒንትና ነዛ ሓባል ዓለም ብኣንኩሮ ንክንጥምት ኣኽኢልካና: ክብርን ምስጋናን ንዓኻን ንዓኻትኩምን ጀጋኑና: ልዕሊ ኩሉ🇪🇷ትሃሉ❤️🇪🇷❤️
Tweet media one
11
115
222
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
6 months
ኣብቲ ገና ንኡስ ዕድመይ ዝራኣኽዎን ዝተካፈልኩዎን ግፍዒ ህዝበይ ከመይ ጌረ ሞ ክርስዖ ዋላ እንተዝደልዮ
31
156
228
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ወትሩ ኣብ ጎንኹም ኣለና ካብ ገንዘብና ክሳብ ሂወትና ኣብ ዝደለኹምና ብዝኣዘዝኩሙና ደበኽ ባሃልቲ ኢና ኣጸቢቅኩም እመኑና ሓይልታት ምክልኻልና ትርግታ ህርመት ልብና::ልዕሊ ኩሉ ኤረይ🇪🇷ትሃሉ::
Tweet media one
8
168
217
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
8 months
ብሰላም ወጺኹም ብሰላም ተመለሱ❤️ዓይኒ ሓሳዳት ይድፈነልኩም❤️ኣናብስ ትርግታ ልቢ ኣፍሪቃ❤️🇪🇷❤️🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️
Tweet media one
18
114
223
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ንቀደም በሉ ደቂ ኤረይ በተን ዋሓላሉ ኣዴታትና ዝተሰርሐ ጻሕሊ ንሽሮ ይበል እዩ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
17
61
214
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 years
ንምእማኑ ፈጺሙ ዝኸበደና መስዋእቲ ጀጋኑ ጻሓፊ ህግደፍ ጅግና ኣልኣሚንን ጅግና ብ/ ጀ/ ነጋሽን ናይ ሓባር መፋነዊ ዝለ ዝገበርና ቀቢጽና ግን ከኣ ተቢዕና ነንገዛና ተመሊስና ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣታ
Tweet media one
6
126
215
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ንዓኻ ንኽቡር ጅግና ተ/ፕ/ኢ/ኣ ምርኣይ ማለት (ስኢሊ) ን1/ን2/ን6/ን9 ከምኡ ውን ን1961 ን1991 until now 2022 ኮፍ ኣቢሉ ዛራ ታሪኽ ስለ ዘዘንትወለይ ልዋም ለይቲ ይህልወኒ:ብኣካል ዳግም ንክረኽበካ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና ዘ/ ዝ/ ን/ስ❤️🇪🇷❤️
Tweet media one
6
126
206
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
29 days
ብ��ቢ ዘፍቅራ ቃል መሕተት ወዲ ኣፎም ነዛ ኣንበጣ ቀልባ ክገፋ ከሎ
4
117
219
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 years
ኩልና ያቆብ ኢና
Tweet media one
21
161
214
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 years
ንስኻን ብዙሓት ሰብ ቅያ ከማኻን ቁሩብ ቅንይ እንተትብሉልና ሞ ውድቀት ወያነ ርኢኹም እንተትኸዱስ ምሓሸና ዶ ይኸውን??እቲ ኩሉ ላዕልን ታሕትን ውረድ ደይብ ዘበሉኻ ዋርሳይ ምስ ኣቦታቶም ኮይኖም ፈድዮምልኩም እዮም ይቅሰን መቃብርክም#❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
10
107
214
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
6 months
እዚ ነዛ ባንዴራና 🇪🇷ዘንበልብላ ዘሎ ንፋስ ዘይኮነስ ናይ ምእንትኣ ዝሓለፉ ኣእላፍ ትንፋስ ስውኣት ደቃ እዩ ሞ ኩሉ ፍጡር ክሰግደላ ክነብር እዩ::🇪🇷ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና
8
138
215
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
1:ቃላኣብ ክፍሌሱስ 2;ያቆብ ክፍሌሱስ 3:ነጸራኣብ ክፍሌሱስ 4:እዮብ ክፍሌሱስ 5:ፍቅረማርያም ክፍሌሱስ ንስለና ስለ ዛ ሃገርን ህዝብን ባንዴራን በጃ ዛሓለፉ ጀጋኑ ክብርን ምስጋናን ንዘላኣለም ንሰማእታት ኤርትራ ይኹን ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
17
103
204
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
1 year
My Beautiful niece proud Eritrean smart young lady with her beautiful flag on her master degree graduation day God bless you ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Tweet media one
15
56
213
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
4 months
I am so proud of you young lady ❤️🇪🇷❤️
10
100
214
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
1 year
ብጣዕሚ ንናፍቀካ ጅግና ስውእ ኣያና❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
10
121
210
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
10 months
ኣንገቴ ትቅለጥ እንጂ ብሎ ጎራውን ነፍቶ ከመጨረሱ በፊት ኣንገቱን የደፋ የዘበናችን የካሃዲ ኣባት
Tweet media one
38
166
210
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
1 year
ክቆርስ ሓሲበ ሞ ክላእ ካብዚ ዝዓቢ ቁርሲ የለን ይትረፈኒ ደቂ ኤረይEritreaMyLove
7
118
206
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ኣባይኩም ይንባዕ እዛ ዕልልቲ ተረግመት ጭፍራ ንዝገበረቶ ግፍዒ ብመንደላይ ብዓጸፋ ሕሳባ ምስ ወለዱ ተኸፊላን ትኽፈል ኣላን: ብደሙ ንብዓት ህዝቡ ዝሕንስስ ኣሕፈሮም ብምፍራዮም ህዝብን መንግስትን 🇪🇷ና ይባረኽ
7
164
198
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ምእንታና ዝተዓጸፍኩም ዝተቀንዘኹም:ዘልዓልኩም ዝሓዘልኩም ዝሓከምኩም ኣብ መወድእታ ዕረ እንዳ ጣዓመኩም ዝርንዝሕ ንውሽጢ እናነባዕኩም ቀቢርኩም ዓወት ንሓፋሽ ጨሪሕኩም ዓወትና ዘዕተርኩም ኣየናይ ምስጋና ሞ ክበቅዕ ንዓኹም::ዘ/ክ/ንስዋኣትና❤️🇪🇷❤️
Tweet media one
6
110
202
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
7 months
ቃላት እዚ ህጻን ቃል ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ምኻኑ ፈታውን ጸላእን ኣጸቢቁ ይፍለጥ ይርዓሞ ውን::EritreaMyLove❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
9
93
203
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
8 months
ደቂ ኤረይ ማለት ወ! ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝማሓላለፍ ጅግንነት ኣብ ዝኸዶ ዘድምዕ መጉቱ ዝረትዕ ዓወቱ ዝዕትዕት ንህዝቡን ሃገሩን ዘኹርዕ: ተባዕ ንኡስ ወሎዶታትና ኣማን ብኣማን ኮሪዕናልኩም ኢና::EritreaMyLove❤️🇪🇷❤️
Tweet media one
3
106
201
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 years
እዛ ኤረይ ክጽብቅ ዕድላ ዘዝተወልደ ኣለኹ ዝብለላ ትብል ደርፊ ብግብርን ኣብ ግብርን እንዳ ራኣናያ ንነብር ኣለና: ኤረይ ተኸቢርክን ታሓፊርክን ንዘላኣለም ንበሪ: God bless you 🇪🇷Youth #NoMore
Tweet media one
4
112
195
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
እዚ ወራስ ሕድሪ ሞ ራኣይዎ ነዛ ሓውላል ዓለም ርግእ በሊ ጅግንነት ኤርትራውያን ገና ክትርእዮ ኢኺ ዝብል ዘሎ ኣይመስልን?? #EritreaPrevails ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
2
82
197
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ደቂ ኤረይ ኣናብስ መኽሰባት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
4
93
197
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
9 months
ኣብ ጭልቅዕ ዕድሜኹም ንሂወትኩም መኒንኩም ንህዝበይ ኢልኩም ንርሑቅ ራህዋ ህዝብኹምን ሃገርኩምን ወጢንኩም እንሆ ኣብዚ ኣብጺሕኩምና ከየዕረፍኩም ትሓልፉ ኣለኹም 'ሞ ኣብ ገነቱ ይቀበልኩም ጀጋኑና,ዘ/ክ/ን/ስዋኣትና🙏
26
114
200
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
8 months
Yes let’s save this for generations ❤️
5
131
199
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 years
ንኣታሓሳስባን ኣራኣእያን ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕለ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ለውጣዊ መቀይሮ ዘምጸት ቃለ መሕተት ክቡር ፕ/ት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብጣዕሚ እያ ትምስጠኒ ኤርትራና ልዕሊ ኩሉ ከቢራን ታሓፊራን ትንበር
11
136
191
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 years
ኣናብስ ከም ኣዴታተን ኣብ ዝኸድክንኦ ኣሳልጦ ከምኡ ውን ምሉእ ጥዕናን ቅሳነትን እትምነየልክን ከምኡ ውን የመስግነክን ስለ ኣበርክቶኽን #NoMore
Tweet media one
6
95
198
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ጀጋኑ መራሕትና ካብ ንእስነቶም ኣትሒዞም ጸላኢ ኣባህሪሮም ኣባሪሮም ንዓና ሓራ ህዝብን ሃገርን ጌሮም ሲ ይሕልውናን ይኣልዩናን የልምዑልናን ውን: እንዳ መለስ ዕደ ከኣ ምስ ጻዕዳ ማዕዳ እንዳ ከደሙ ንህዝቦምን ሃገሮምን ከም ጉዚ ይጎዛዝዩ::❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
1
166
196
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
9 months
ዝኸበርካ ጅግና ተጋዳላይ ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ናብዚ ሓድሽ ዓመት እንቋዕ ኣብጻሓካ ክብለካ ልዑል ሓበን ይስማዓኒ❤️
Tweet media one
20
84
189
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
10 months
ኣወል ኣንበሳ ኣደ ወሊዳትልና ብጣዕሚ ዕድለኛታት ኢና ንስኻ ምኻንካ ናትና ብልክዕ ስለ ተንብቦን ተተግብሮን ንኩሉ ሓሳባትናን ድሌታትናን ነቲ ሓቀኛ ኤርትራውነትና ብዝግባእ ተንጸባርቀልና ክንደይ ታዓዲልና❤️
5
114
188
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 months
Congratulations We are proud of you 🇪🇷🙏🇪🇷
Tweet media one
4
74
194
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
1 year
EritreaMyLove❤️🇪🇷❤️
8
114
192
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 months
It was amazing festival ኤርትራውነት መመሊሱ ዘሐብን መንነይ
8
92
192
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
7 months
ንፍሽኽታ ጅግንነትኩም ዝጸልእ ዓዲ ሓወያ ይኺድ ንከይምለስ::
Tweet media one
6
104
191
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ዋዕሮ ስሕልቲ ጎረሮ ይበል ድምጺ ይበል ግርማ መጎስ ዋርሲት ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🍧🌷🍧💐🌹💐🌹💐🌹💐🌹❤️
1
107
183
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
4 months
ነዚ ቪድዮ ዚ ክርኢ ከለኹ ዝስማዓኒ ሓበን ወሰን ዘይብሉ ኮይኑ ካብ ሓጎስ ዝተላዕለ ከኣ የንብዓኒ:ንብዓት ሓጎስ ናጽነት🇪🇷❤️🇪🇷ናጽነትና ህያብ ስውኣትና ንዘልኣለም ክንንካባከበኪ🇪🇷ሓላፍነትና እዩ❤️🇪🇷❤️
15
99
186
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
እዛ ሓቀኛን ረታዒትን ጥቅሲኻ ንዓይንና ዝኸፈተት ንህርመት ልቢ ምዕራባውያንን ካልኦትን ናብ መልክዒ ዘይርከቦ ናህሪ ዝሰፍሰፈት ንውሉድ ወለዶ ኤርትራዊ እተሐብን እያ ሞ ታሓበን ኣንበሳ
Tweet media one
9
120
188
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ሓበንና: ኩርዓትና: ንያትና:ሓቦና:ዘይድፍረስ ዕጥቅና : ሕላገት ገድልና ምንጪ ዓወትና :ጠርናፊ ሓድነትና: የለን ዘይወጾ ለዋህ ወላዲና:ብርሁው ባና ተስፋና: ዓቃቢ ክብርታትና:መራሽ ንቅድሜና: ኣማዕዳው ርሑቅ ጠመተና:ብልሂ ማእምር ና ንበረልና❤️🇪🇷❤️
Tweet media one
14
85
187
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ዘገም ዳኣ ንበል እምበር መርሒነትናስ ንኣፍሪቃ ጥራሕ ዘይኮነስ ንዓለም ውን ንቅድሚት ዘመርሽ መንኮርኮራዊ ስነ ሓሳብ ክኾናን ይኾናን ውን ኣሎ: ዕረ እናጣዓሞም ከም ክሎረኪን ጎርዳዕ ከብልዎ እዮም::❤️🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
4
105
175
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ዓይኒ ዝሓየለን ዝጠፈሸን ጸላእኹም ድፍንፍን ይበል ባዓል ኣባ ነብሮ: ንስኻትኩም ትገብርዎ ማንም ዘይገብሮ ንበሩልና ከቢርና ክንነብር #Eritrea prevails ❤️🇪🇷❤️
6
134
180
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ርሑስ ኣውዳኣመት ንዓኻን ምስቲ ፈጺሙ ዘይጻዓድ ብልዑልን ውሕሉልን ድስፕሊን ዝተሃንጸ ሰራዊትና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ::ልዕሊ ኩሉ ሃገረ ሰማእታት ሃገርና ኤርትራ ትሃሉ❤️🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
11
96
185
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
2 years
ናይ ምልእቲ ኣፍሪቃ ፈውሲ ካንሰር ወዲ ኣፎም ማዓረይ ንበረለይ ክበረለይ ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Tweet media one
10
116
184
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
11 months
DR.Abi listen this might help you understand where you at and your understanding about ownership
7
122
185
@Eritrea19911
Banna❤️Eritrea5241991
3 years
ፍሽኽትኦም ስንቂ ንመጻኢ ብሩህ ተስፋ ናይ 2ን ኣህጉርን ክኒኡን እዩ: ኣታሓሕዛ ኣእዳዎም ጽንዓት ኣብ መትከሎም እዩ:;ነዚ ዝጸልእ ኪኖ ሓጹር ይደርበ# #NoMore
Tweet media one
5
116
177