@daniel_mulate
ሊቀ ትጉሃን ዳኒኤል
14 hours
ሓደ ኢትዮዽያንስት ትግራዋይ ካብ #Tigray ናብ ኣዲስ ኣበባ ከይዱ ብሰንኪ መንነቱ 2 ሰሙን ትኣሲሩ 50K birr ከፊሉ ወፂኡ። ኣነ ትግራዋይ ኣይኮንኩን ኢ/ያዊ እየ ዋላ እንተበለ ሂድ ወረበላ ተባሂሉ 😂 ኢ/ያ ንተጋሩ ግሃንም እያ።
0
1
2